ኣብቲ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 126 ሰባት ከም እተቐትሉን ኣሽሓት ኣባይቲ ከም ዝዓነወን ፡ ኣብ ገለ ክፋል ሕንዲን ኣብ ዋና ከተማ ጐረቤት ሃገር ኔፓል ካትማንዱን ሓያል ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከም ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ጃስቲን ትሩዶ ንትሽዓተ ዓመት ከም መራሒ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሊብራልስ ክመርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ክወርድ ምዃኑ እኳ እንተገለጸ ፡ እቲ ሰልፊ መተካእታ ኽሳእ ዝመርጽ ኣብ ...
እታ ጃልባ ልዕሊ ዓቕማ ማለት 100 ሰባት ኣሳፊራ ትጓዓዝ ከም ዝነበረትን ክልተ ቆልዑት ዝርከብዎም 22 ሳባት ከም ዝሞቱን ሰበ-ስልጣን ይገልጹ`ለዉ። ኣብ ኮንጎ ብዕ ...
ንምትፍናን ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣብ ኣንካራ ዝሸምገለ ፕረዚደንት ቱርኪየ ረጂብ ጠዪብ ኤርዶዋን ኣብ ዝመጽእ ዓመት ናብተን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምብጻሕ መ ...