News

ጠባቓታት እቶም ፕረዚደንት ነበር፡ ሰሉስ ናብ ቤት ፍርዲ ኒው-ዮርክ ክቐርቡ እንከለዉ፡ ልዑል ሓለዋ ክህሉ ምዃኖም ገሊጾም። ትራምፕ ጽባሕ ሰሉስ ኣብቲ ዝህሉዎም ናይ ፈለማ ቤት ፍርዲ ኣሰር ኣጻብዕቶም ክውሰድ፡ ስእሎም ክለዓልን ክሶም ...
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ ሰነ 06, 2023 ኣብርሃም ተስፋልኡል 0:00 7:37 መራገፊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ ኣካፍል ርእይቶታት ንምርኣይ መሕተሚ ዋሽንግተን — ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ኣብ ቀረባ እዋን ብዘፅደቖ ደንቢ፡ ሕገ-መንግስታዊ ጥሕሰት ከምዝፈፀመ ዝገለፀ፣ “ሂዩማን ራይትስ ፈርስት” ዝተባህለ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ እቲ ደንቢ ንኽሰዓር ንናይ ሕገ-መንግስቲ ጉዳያት መፃረዪ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ ...
ዋሽንግተን — ኣብ ከተማ ታምፓ ዝነብር ተዓዋቲ ማራቶን መብራህቶም ክፍለዝጊ (መብ)፡ህቦብላ ፍሎሪዳ ኣብ መገሻ ከሎ ከም ዘጋጠመ፡እንተኾነ ኣብ ስድራቤቱን ንብረቱን ዝወረደ ርኡይ ጉድኣት ከም ዘየለ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቡ። በዓልቲ ቤቱ ዮርዳኖስ ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ኣብ ሰሜን ጎንደር ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ድማ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከም ዝቖሰሉን ስደተኛታት ካብቲ ቦታ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ኣብ ወረዳ ዳባት፡ ምምሕዳር ጣቢያ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ ግራት ኣብ ክልተ ተመቒሎም ዝርከቡ ኣመራርሓ ህወሓት ነናይ ባዕሎም ክልተ ከንቲባ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ሸይሞም። ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ትግራይ፣ ኣይተ ኣለም ...